ገልገለ መስቀል (ስም noun)


    ምዓላ


    ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ዝቦቅል ገልገለ መስቀል ኣዝየ’የ ዝፈትዎ ዝተረኸበሉ
    እዚ ገልገለ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝቦቁል ገልገለ መስቀል ስለዘዘክረኒ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለኹ ኮይኑ ይስመዓኒ ዝተረኸበሉ
    ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ኖርወይ ወርሒ መጋቢት እንትኣቱ፡ ዝበቁል ገልገለ መስቀል ኣሎ ዝተረኸበሉ
    ተወሰኽቲ ምዓላታት